ኣብ ወጻኢ ሃገር ዝተመዝገበ ወይ ዝተረኽበ ትምህርቲ ናይ ዝወዳእካሉ ዘመልክት መረጋገጺ ሰነድ ብኸመይ ተቐባልነት ይረክብ? ንዝያዳ ንጹር ኣፍልጦ ዝሕግዝ ኣርባዕተ ቻርት-ሓበሬታ ኣዳሊናልኩም ኣለና።