ኣብ'ቲ እትነብርሉ ዘለኹም ከተማ ናይ ጀርመን፡ መወሃሃዲ ትምህርቲ ዝህባ ትካላት (Integrationskursträger) ወይ ጕዳያት ወጻእተኛታት ዝምልከቶ ቤት ጽሕፈት (Ausländerbehörde) ወይ ኣገልግሎት ምኽሪ ዝህባ ኽፍልታት (Migrationsberatungsstellen) (ንመንእሰያት ዘማኽራ Jugendmigrationsdienste ወይ ንዓበይቲ ዘማኽራ Migrationserstberatungsstellen) ትደልዩ ኣለኹም ዲኹም? እትደልይዎም ኣድራሻታት እምበኣር ኣብ'ዚ ክትረኽብዎም ኢኹም።