Mein Weg nach Deutschland© Alina Holtmann / Maridav

Mein Weg nach Deutschland

Event Calendar Welcome to Germany

Are you coming to Germany soon? The Goethe-Institut's Welcome Coaches offer free events on living, working and mobility at six Goethe-Instituts in Germany and online.

Register now

መለማመዲ ቛንቋ ጀርመን

ቋንቋ ጀርመን ንምፍላጥ ክትለማመድ ደሊካ? ኣብዚ ብፊልምን: ስእልታትን ዝተሰነየ: ልምምድ፣ ጸወታ ወይ ዕዮ: ብዛዕባ ምንባር ኣብ ጀርመን ዝገልጽ ትረክብ።
 
ኣብ ጀርመን ምንባር

ድሕሪ ሓጺር እዋን: ናብ ጀርመን ክትኸይድ ዲኻ ወይ  እውን ድሮ ኣብኡ ትርከብ ኣለኻ? ኣብዚ ኸኣ: ብዛዕባ ምንባር ኣብ ጀርመን ዝገልጽ ሓበሬታ ትረክብ።

መለማመዲ ቛንቋ ጀርመን

መለማመዲ ቛንቋ ጀርመን ቋንቋ ጀርመን ንምፍላጥ ክትለማመድ ደሊካ? ኣብዚ ብፊልምን: ስእልታትን ዝተሰነየ: ልምምድ፣ ጸወታ ወይ ዕዮ: ብዛዕባ ምንባር ኣብ ጀርመን ዝገልጽ ትረክብ።
 
ሓገዝ ምርካብ

ምስ ጉዳይ ናብራ ኣብ ጀርመን: ዝተሓሓዝ ሕቶ ወይ ሓገዝ የድልየካ ኣሎ? ኣብዚ ንመወከሲ ዘገልግል ሓበሬታ ትረክብ: ብስመ-ስውር (መንነት ብምሕባእ) ኣብ ኢንተርነት ወይ ኸኣ ብቀጥታ ኣብ ትነብረሉ ከተማ።

ሓገዝ ምርካብ

ምስ ጉዳይ ናብራ ኣብ ጀርመን: ዝተሓሓዝ ሕቶ ወይ ሓገዝ የድልየካ ኣሎ? ኣብዚ ንመወከሲ ዘገልግል ሓበሬታ ትረክብ: ብስመ-ስውር (መንነት ብምሕባእ) ኣብ ኢንተርነት ወይ ኸኣ ብቀጥታ ኣብ ትነብረሉ ከተማ።
 
You see the face of a young woman sitting in front of a building and looking serious. © Goethe-Institut

ናይ ሓበሬታ ኣባይቲ ከምኡውን እንቋዕ ብደሓን መጻእኩም ስልጠናታት

ኣብ ጀርመን ሓድሽ ዲኻ ? ገለ ሕቶታት ኣሎካዶ ወይስ ምስ ቶም ኣብቲ ኸባቢ ዝነብሩ ሰባት ክትራኸብ ትደሊ ? ኣብ ሽዱሽተ ጎተ-ኢንስቲት ከምኡውን ኣብ 35 ማእከላት ሓበሬታ ኣብ ጀርመን ብዛዕባ ምንባርን ምዕያይን ጀርመንኛ ብዛዕባ ምልምማድን ዝያዳ ኽትፈልጥ ትኽእል ኢኻ። እቶም እንቋዕ ብደሓን መጻእኩም ዝብሎም ኣሰልጠንቲ ኣብ ጀርመን ንመጀመርታ ግዜ ኽትረኽቡ ኸለኹም እውን ክድግፉኹም እዮም።

More informations
Graphic map of Germany with the locations of the info houses marked on it Grafik: Carolin Eitel © Goethe-Institut